Arkiv: Tracks

ኤርትራዊዝም ኣይኮንኩን – 2024

ኤትራዊዝም  ኣይኮንኩን – 2024   ኤትራዊዝም ኣይኮንኩን ኤርትራዊየ ሕልናይ  ኤርትራዊ ዘግነተይ    ስነ-ሓሳብ ፋሽሽትነት  ዘይብለይ ሃገራዊየ    ፍቕሪ ሃገር’ዩ ሕልናይ  ዝተሰረተ ልበይ  ነቕ ዘይብል ሰረተይ   ኤትራዊዝም ግን  ኣይኮንኩን  ቀጽሉ ኣንብቡ…ኤርትራዊዝም ኣይኮንኩን – 2024

ኣፍቂረ ኣሚነያ – 2002

ኣፍቂረ ኣሚነያ –  2002 ኣሚነያ _ ኤረይ ሃገረይ…  ኩልንትናይ ሂበያ _ ንኤረይ ሃገረይ…  ኣፍቂረያ _ አረይ ሃገረይ…  ንዘንቲእለት ክትኮነኒ ተተምኒየያ…   እንታይሞ ’ገበር ዕሸል ዕድሚኣ ኣብሊያ…   ኣይወርሒ ኣይዓመት ከይሓከመት…  ኣበብጽባሕቀጽሉ ኣንብቡ…ኣፍቂረ ኣሚነያ – 2002

ኣውራጃይ ክብል ኣብዘይ ሃገረይ – 2020

ኣውራጃይ ክብል ኣብዘይ ሃገረይ  – 2020 ኣብ ሙዕቡል ሃገር እንዳነበርኩ  ንማለቱ ወፊረ ያኣቱ    ከባቢየይ ተነፊገዮ  ከይማሃሮ ንጥቕመይ ከሎ   ፍትሓዊ ኮሎ ዘዛንየኒ  መሰል ክብረተይ ዘኹርዓኒ  ሃገራውነተይ ዘቃራርበኒ ኤርትራውነተይ ከይሕሸኒ  ኣውራጃቀጽሉ ኣንብቡ…ኣውራጃይ ክብል ኣብዘይ ሃገረይ – 2020

ኣውሊዐይ እንቋዕ ተፈለኺለይ – 2023

ኣውሊዐይ እንቋዕ ተፈለኺለይ – 2023 ኣውሊዐይየ  ኣውሊዐይ ኣውሊዐይየ  እንቋዕ ደኣ ተፈለኺለይየ  ኣውሊዐይየ  ክርዳዶም መሚኺለይየ  ደላይ ፍትሒ  መለለይኡ ፈሊኺለይየ    ድንግርግር ኮይኑኒ  ናብ መኖም ከይሕወስ…  ዳበልኩየ ነቢረ  ንነብሰይ ክወቅስ…  ኣውሊዐይ ዝሓዘን ቀጽሉ ኣንብቡ…ኣውሊዐይ እንቋዕ ተፈለኺለይ – 2023