ከም ሎሚ ከይኮነ መናብርተይ – 2004

ከም ሎሚ ከይኮነ መናብርተይ  – 2-004

ዘሕለፍክዎ መቐረት ንእስነተይ 

ከም ሎሚ ከይኮነ መናብርተይ     

ንቡረይየ ሲኢነዮ ተሓሪሙኒ 

ንመሰለይ ነታ ሰብኣውነተይ

 

ሃገራውነተይ ብገዛእ ሃገረይ 

ካላኣይ ዜጋ ተቖጺረ ኣብ መሬተይ 

ሓሲሩኒ ክብረተይ 

 

ሳዓብቲ ሰሪሖም ምስሊ መላፍንቲ 

ዘርዓይ ዘይብሉ ፋኖ ሕዛእቲ 

ረኺቦም መጓዓስቲ  

 

ሙሉእ ሂወቶም ብሓሶት ክሃነጹ 

ሃገራዊ እንዳድመጹንእስነተይ ዝጓዕጸጹ 

ሳዓብቲ ሰሪሖም መላፍንቲ 

ረኺቦም ምስሊ መጓዕዝቲ

 

ስምራ —————————————  

ክር ንዓወሽ በሎ ክር ብር ክዕሎ 

ግናይዮም ክቑሎ እወ ይኽእልየ በሎ 

ሃየ ድሎ ተዳሎ… 

ሓንሳብ ንሓዋሩ እለዮም ዞምወኻሩ

ተኾርሚኻ ኣሳፊሕካ ኩሉሓደ ኩሉዩ ሞተ…

 

ተኾርሚኻ ኣሳፊሕካ ኩሉሓደ ኩሉዩ ሞተ 

ያኣክል እዛመፍትሕ ፍትሓያ ክትፍታሕ 

የብቅዕ ጸወታ ዳማ ሸንዳሕ ዳሕ…