ኣታ ወዲ ዘይትዕረ – 202 ኣታ ዘይትዕረ ውሒዱካ ዲዩ … በቲ ዓመጽ መቐረት ዕረ … ከተስተማቅሮ ናይ ባርነት ፍረ… ኣይኣኽለካንዶ ዝመረረ…. መዋእል ኮይኑ ርብዒ ዘመን ሂወትካ ሒዘን ፋይዳ ዘይብለን… ንማዓስዩኸቀጽሉ ኣንብቡ…ኣንታ ወዲ ዘይትዕረ – 2022
ልቢ ሃገራውነት
ልቢ ሃገራውነት ልቢ ሃገራውነት ቃል ኣይኮነን ንፋስ ካብ ከንፈር ናብ ከንፈር ከም ዝስከም፡ ኣብ ስቕታ ልቢ እዩ ዝውለድ፣ ፍቕሪ ተግባር ኣብ ዝኾነሉ። ዓዲ ቀዳማይ ዶብና እንተኾይኑ ከምኡ’ውን ኣውራጃ ዝለዓለ ሕልምና፣ቀጽሉ ኣንብቡ…ልቢ ሃገራውነት
እሓልም – 2026
እሓልም – 2026 ዘዝወግሐየ ዝሓልም፡ ጸሓይ ዓደይ ኣብ ልዕሊ ኣኽራናት ኤርትራ እትበርቀሉ ቦታ ሰባት ድማ ብዘይ ፍርሒ ዝበራበሩ፡ ሰሓቕ ዝመልአ ጎደናታት እሓልም ናይ ቆልዑ ብናጽነት ዝጎዩ እሓልም ናይቀጽሉ ኣንብቡ…እሓልም – 2026
ነዚኦም’የ
ነዚኦም’የ – 2026 ነዞም ነዞም ነዚኦም የ ነዞም ነዞም ነዚኦም የ ነዞም ነዞም ግደፍ ነዞም ነዞም ነዞም ነዚኦም ብዛዕባ ዓዲ ብርሃን ይዛረቡ ኩሉ ድልዱልን ሓድነትን ዘለዎ እዞም እዞም… መራሒኦምቀጽሉ ኣንብቡ…ነዚኦም’የ
ኣምበላይ
ኣምበላይ ኣምበላይ ቀላሳይ ናይ መሬት ነባይ ንስኻ ኢኻ ኣምበላይ ኣላይ ተጣባቒ መሰልካ ባዕልኻ ኢኻ ኣላይ መሬትካ ዋሕስ ናይ ህዝብኻ ጻዕርሓ’ዩ ምእላይ… ከተካይዶ መኸዳኻ… ክትቅልሶ ክትኣሊ… ክኾነልካ ሰናይ… ወሰን በሎቀጽሉ ኣንብቡ…ኣምበላይ
ድምጽታት ናጽነት
ድምጽታት ናጽነት 2026 ድሕሪ ሕጂ ሕሹኽሹኽ ዘይብል ቃላት ሒዝና ኣደባባይ ደው ንብል… ድሕሪ ሕጂ ሕሹኽሹኽ ዘይብል ድምጽታት ናጽነት ኢና ናጽነት… ኣብ ኣየር ከም ጓጓ ዝኣበያ ኣዕዋፍ ይበቁላቀጽሉ ኣንብቡ…ድምጽታት ናጽነት
ሰላመይ
ሰላመይ ብርሃነይ 2026 ሰላመይ ብርሃነይ ሂወተይ መናብርተይ ኣበይ ኣለኺ ሰላመይ ኣበይ ኣለኺ ሰላመይ ክደልየኪ ሰላመይ ወጺኤ ናኣዳባባይ ክትሰምዒዕዮ ቃላተይ ነቲ ድሊየተይ ባህገይ ጨዲረዮ ድምጸይ ከምቀጽሉ ኣንብቡ…ሰላመይ
ናጽነት ስቕ ምስ በለት
ናጽነት ስቕ ምስ በለት – 2026 ናጽነት ስቕ ምስ በለት ኣብታ ድምጽታት ብጽላሎት ዝሞቱላ ምድሪ፡ ነፍሲ ወከፍ ቃል ኣዝዩ ይምዘን መስኮት ተዓጽዩ ንቁሪ ዘይኮነስ ንፍርሒ ከይስማዕ እዩ ጎደናታት ዝጠፍኡቀጽሉ ኣንብቡ…ናጽነት ስቕ ምስ በለት
ፍቲ – ባህላዊ ጓይላ – 2026
ፍቲ – ባህላዊ ጓይላ – 2002 ተላዓል ተላዒለን ክኣትዋ ነቒለን ከኹድዳ ዕሙር ጓይልኤን ከምሕረለን ዙሪያኤን ተኸዲነን ይእተዋ እተዋየ እተዋ ወዘራዝር ሽኮራት ዘለዋ መቐረት ኣለዎ ፍቲፍቲ ክፍተዋ ማዓራትየን ሽኮራት ጨና ኣዳምቀጽሉ ኣንብቡ…ፍቲ – ባህላዊ ጓይላ – 2026
ንፍቕሪ የለንዩ ከምኣ
ንፍቕሪ የለንዩ ከምኣ – 2002 ንፍቕሪ የለንዩ ከምኣ ሓንቲ ንሳያ መብጽዓ ሪሕቐያየ ግዲ ካብኣ ናፊቓትኒ እዛ ቆልዓ ንፍቕሪ የለንዩ ከምኣ ንሳያ ሓንቲያ ንሳ… ንልበይ ወቒዓ ትርግታ ናፍቖተይ ምስኣ…ቀጽሉ ኣንብቡ…ንፍቕሪ የለንዩ ከምኣ
