This is a post with a YouTube Video

ፍቲ – ባህላዊ ጓይላ – ተላዓል ተላዒለን፡ ክኣትዋ ነቒለን፡ ከኹድዳ ዕሙር ጓይልኤን፡ ከምሕረለን ዙሪያኤን ተኸዲነን፡ ይእተዋ እተዋየ እተዋ፡ ወዘራዝር ሽኮራት ዘለዋ መቐረት ኣለዎ ፍቲፍቲ ክፍተዋ፡ ማዓራትየን ሽኮራት ጨና ኣዳም ፍጡራት፡ ዕምቆት ፍቕሪ ዘባራብር ልብኻ ዘሳራስር ሕውነትካ ዛኣስር… ክዕጀበን ወዲ ኣዳም፡ ጎኒንጎኒ ክዋዛወዛ፡ ወኒ ራዛየ ራዛ ቅረብ ኣሎ ማኣዛ ስክትሽም ሓዛ… ራዛ ናይመን ደኣ ክትሕዛ፡ ወኒየ ወኒ ንዕኒ… ፍቲየ ፍቲ፡ ንዒንዶ ቕረብኒ፡ ቅረቢ ቅረብኒ ወነይ ከዕግበኒ… ወኒየ ወኒ… ቅረቢ ቅረብኒ… ፍቲየ ፍቲ ፍቲ፡ ሽደነይ ፍቲ፡ ምቅርቲ ፍቲ ምእዝዝቲ… ፍቲየፍቲ… ፍቲየፍቲፍቲ ፍቲ ፈታፍቲ፡ ጸባ ኣጅቦ ክንሰቲ፡ ዓጀባየ ዓጀባ፡ ንሳያ ፍቕሪ መኽሰባ፡ ስቲና ንበል ስቲና ልብና ቃና ክህበና፡ ትወኒ ነቲ ወኒ፡ ወኒየ ወናወኒ፡ ፍቲየ ወለላ ፍቕሪዩ መኽሰባ፡ ናይ ልበይ ከዛርባ ዘለኒ ክህባ፡