Donate & Support
ኣብ ሙዚቃ ስራሕ ክትደርፈሉ ምናልባት ቀሊል ክመስል ይኽእል ይኸውን። ግን ኣይከምቲ ትሓስቦን። ካልእስ ይትረፍ በቲ ሞያኻ ዝጻዕርካሉ ጻማኻ ኽትረኽበሉ ኢዩ ዘለካ፡ ኮይኑ ግን ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን ብዝምልከት፡ ምስዚ ዘለናዮ ኩነታት በቲ ዝጻዕርካዮ ሞያ ንሞያኻ ዝኸውን እቶት ስለ ዘይትረኽበሉ ንህዝብኻ ከተወፊ ኢኻ ክትሕግዝ ትግደድ። ስለዚ DONATE ወፈያ ብምግባር ሓገዝኩም ኣይፈለይየና፡ ሓገዝ ንታሓጋገዝ። ሓገዝኩም ምውፋይ ማለት ንህዝቡኹም ምሕጋዝ ምዃኑ ከምዘይ ትስሕትዎ ንፈልጥ።
