ጓሳ ህዝቢ – 2002 ናይ ህዝቢ ጓሳ ዘጓስዮ ብልቢ የለን ዲዩ ዘናቢ ዝምህሮ ሲኢኑ ፍልጠቱ ደሪቡ ከይዓቢ ተሰሪሑ ድንዛዘ… ሪኡ ከምዘይ ሪኢይ… ሰሚዑ ከይሰምዕ… ኮይኑዎ ኑዛዘ… ንቕሓት ዝጎደሎ ቀጽሉ ኣንብቡ…ጓሳ ህዝቢ
ሃለዉ ግዜ
ሃለዉ ግዜ – 2025 ሃለው ግዜ ትሰምዕ ዶ ኣለኻ ሞፍቶ ተበለጽቲ ኣይትኹ በጃኻ ግዜ ኣየ ግዜ ዕድል ሂብካዮም ሰባት ከታልሉ ለይቲ ምስ መዓልቲ ግዜኻ ተጠቒሞም ንሓቂ ከሕቕቁ ግዜ ኣንታ ግዜ…ቀጽሉ ኣንብቡ…ሃለዉ ግዜ
ሃገረይ ማለት ነዚ ስእሊ’ዚ ዲዩ
ሃገረይ ማለት ነዚ ስእሊ’ዚ ዲዩ? 2025 ሃገር ማለት ከመይ ዲዩ ቅዋማ ተመስሪቱ ነበሪያ ነበረ ተኣሊዩ ማሓውራ ተበሊሉ ህንጸታዊ ልምዓታ ዘይትርኤሉ ሃገረይ … እዛ ፍትውቲ ገነት እያ ሂወት መናብርቲ ነቲቀጽሉ ኣንብቡ…ሃገረይ ማለት ነዚ ስእሊ’ዚ ዲዩ
ኣምበላይ መለይ
ኣምበላይ መለይ – 2021 ኣምበላይ ቀላሳይ ናይ መሬት ነባይ መሰልካ ሓሉ ኣላይ ኢኻ መለይ ተጣባቒ መሰልካ ባዕልኻ ኢኻ ኣላይ መሬትካ ዋሕስ ናይ ህዝብኻ ጻዕርሓ’ዩ ምእላይ… ከተካይዶ መኸዳኻ…ቀጽሉ ኣንብቡ…ኣምበላይ መለይ
ሓደ ክንስና ንኸይንሳማማዕ’ዩ ሰሪሑና – 2025
ሓደ ክንስና ንኸይንሳማማዕ’ዩ ሰሪሑና – 2025 ዓልላሎም ጋማ ኣሲሮም ሓደ ኾይኖም ዓልላሎም ቃል ኪዳን ኣሲሮም ሓቢሮም ፍሰሄ ነጊሱ ተሓጒሶም ሓደ ክንስና ሰራየ ሓማሴን ኣከለጉዛይ እንዳተባሃልና ንኸይንሳማማዕ’ዩ ሰሪሑናቀጽሉ ኣንብቡ…ሓደ ክንስና ንኸይንሳማማዕ’ዩ ሰሪሑና – 2025
ተዋህዶ መዲና
ተዋህዶ መዲና ተዋህዶ… ናይ ጥንቲ ናይ ግዜ ኦሪት መሰረት ኣለዎ… እቲ ኹቡር እምነት ተዋህዶና ክብርቲ ቤተ-ክርስቲያንና ሓቢሩ ከይሰግድ… ናብ ተዋህዶ መዲና ህዝባ ፈላሊየሞ… ናብ ክልተ ቓረና መሕብኢ ባዓቲ… ገይሮማቀጽሉ ኣንብቡ…ተዋህዶ መዲና
ሳዓብ ኣርክብ – 2024
ሳዓቡ ኣርክቡ – 2024 ሳዓቡ እርክቡ ሳዓቡ እርክቡ ሲዒበ’ለኹ ኣነ ሳዓቡ ዳኣ’የ ሳዓብ ኣርክብ ምስ መለይ ሽገይ ኣላይ ብርሃን ዓይነይየ መን’ዩ ሕሽዎ ኣንጭዋ ምስ ሓለፈት ብኣነዶ ንስኻ ሰይራታቀጽሉ ኣንብቡ…ሳዓብ ኣርክብ – 2024
እዛ ሕማምና ኣበይያ ዘላ – 2024
ዛሕማምና ኣበይኮያ ዘላ – 2024 ገለስ ኣሎ ገለ ዘይተፈልጠ ሒዙና ዘሎ ኣፋፎትና ዘስሓተ ፈታው ተገዛእቲ ክንከውን ነብስና ዝመረጸ እዛሕማምና ኣበይኮያ ዘላ ከይንፍውሳ ሲኢናዮ ኣድራሻ ንዘይንኽእሎ ዲና ጸርናዮ ሕማማ ዘይርከቦ ፈውሲ ተወሪስናቀጽሉ ኣንብቡ…እዛ ሕማምና ኣበይያ ዘላ – 2024
