ይገርም’ዩ ኢገርመና’ሎ – 2016 ኢገርም’ዩ ኢገርመና’ሎ ናህና ነገር እንታይዩ ዝግበሮ ኢገርም’ዩ ኢገርመና’ሎ ወዲ ሃገር ዝነብሮ ንቡር ዘየሎ መደብ ዕዮ ገዛ ንኽትግበር ግዜ ይውሰድ ዕለት ይዓብር እዋን ተሳሒቡ ተመጢጡ ቀጽሉ ኣንብቡ…ይገርም’ዩ ኢገርመና’ሎ – 2016
ይዋኣኻ ህዝቢ ኤርትራ – 2004
ህዝቢ ኤርትራ ይዋኣኻ – 2004 ህዝቢ ኤርትራ ይዋኣኻ መሰረት ጠንቂ ሽግርካ ዘይምፍላጥካ ተቐሊጡ ዝባንካ ተቐሊጡ’ሎ ዝባንካ ኣለዉ ቁስልኻ ዝሓኩ ከይትፍወስ ዝርህጹ ዝውዕሉ የእቲዮምኻ ናብ ጸልማት ብሰንኪቀጽሉ ኣንብቡ…ይዋኣኻ ህዝቢ ኤርትራ – 2004
ዘየደቅስ ድቃስ – 2019
ዘየደቅስ ድቃስ – 2019 ዘየደቅስ ድቃስ የደቅስዲዩ ድቃስ፡፡፡ ሕልናኻ ዝቕስቅስ ከመይገርካ ትድቅስ፡፡፡ ኣእሙሮኻ ተዕረፈ’ዩ ቅሳነት ዝህበካ ባዓል ሕልና ኣልቦ ኣይግዶም እንተደቀሱ ለኪሞምኻ ክድምስሱ፡፡፡ ገዛኻውን ዓኒያ ፈሪሳ ብማዶቀጽሉ ኣንብቡ…ዘየደቅስ ድቃስ – 2019
ዘክረኒ – 2002
ዘክረኒ ዓርከይ መታዕቢተይ ከመይለኻ ኣነየ ዘክረኒ ኣይትኽሓደኒ ኣኳየ ናትካ ስእሊ ዘለኒ መታዕቢትኻየ ከመይገርካ ትርሳዓኒ ኣነኳየ ኣይትኽሓደኒ ሰብየ ኣምሲለካ ንኸይትርሳዓኒ እምብዛ ምእማን … እምብዛ ምግራህ … እምብዛ ዕሽነትዲዩ … ወይስቀጽሉ ኣንብቡ…ዘክረኒ – 2002
ዕዉር ዲኻ ጸማም – 2024
ዕዉር ዲኻ ጸማም – 2024 ዕዉር ዲኻ ወይ ጸማምመ ንበለጽ ክትከውን ጣዓመ ዕዉር ጸማም ኬንካ ከይኮንካ ዀንካ ዝኾንካ ሪኢኻ ከምዘይ ራኣኻ ሰሚዕካ ከምዘይ ሰማዕካ ዕድል ሂብካዮ ኽጥቀመልካቀጽሉ ኣንብቡ…ዕዉር ዲኻ ጸማም – 2024
ዓቕሙዩ – 2002
ዓቕሙዩ – 2002 ዓቕሙዩ ዓቕሙ ምድንጋር ዓቕሙ ዓቕሙዩ ዓቕሙ ምድማይዩ ዓቕሙ ንሓቂ ንኽጎብጣ ክህባ ዘይናታ ንሓሶት እንዳዓበጣ ደፋር ደረቐኛ … ዘይብሉ ዳኛ … ርእሱ ዝሓመመ … ክልክም ዝፈረመቀጽሉ ኣንብቡ…ዓቕሙዩ – 2002
ዋኒነይያ ኤርትራ ማሕፉዳ – 2002
’’ ዋኒነይ’ያ ኤርትራ ማሕፉዳ’’ – 2002 ወኒነይ’ያ ከም ድላየይ ዝሃበኒ የለን ስልጣነይ ማሕፉዳ ኤርትራ ናተይ’ያ ወኒነይ’ያ ከም ድላየይ ዝሃበኒ የለን ስልጣነይ ማሕፉዳ ኤርትራ ናተይ’ያ ከምድላየይ ኣለ ከምድላየይ ዋኒነይ ንብረታ… ቀጽሉ ኣንብቡ…ዋኒነይያ ኤርትራ ማሕፉዳ – 2002
ወዲ ሰብ – 2002
ወዲ ሰብ – 2002 ኣለዉ ቡዙሓት ሰባት ምድንጋር ለሚዶም ንዕለተ ድራሮም ወዲ ሰብ ምዃን… ኣብዛ ዓለም ሓሳረ መከራ… ብጀካ ጸገም ንሓሶት ወቒሮም… ዝበልዑ ፈትፊቶም ዝኣትዉ ወፊሮም ወዲቀጽሉ ኣንብቡ…ወዲ ሰብ – 2002
ወይዘሪት ማለሊት ወይዘሪት ህግደፍዶ – 2004
ወይዘሪት ማለሊት ወይዘሪት ህግደፍዶ – 2004 ግርምባ ወያነ እንዳበልኪ ባዕልኺ ወያነ ወያለ ወያል ክንስኺ ወይዘሪት ማለሊት ወይዘሪት ህግደፍዶ ወዮ ትናታ ናይ ሓማታ ከተምስል ዘይናታ ዕንኪሊሎ ዝዕላላ ቀጽሉ ኣንብቡ…ወይዘሪት ማለሊት ወይዘሪት ህግደፍዶ – 2004
ኹምራ ጸበባ – 2003
ኹምራ ጸበባ – 2003 ጨርቃ ደርቢያ ቀሊዓ ጉልባባ ጀመረት ልመና ተወዲኡ መሶባ ኩድም ሽፍን ኢላ ብብላይ ዓለባ በለት ሕጅስ በሉ’ምብኣር ከድና ተቐሊዑ… ክብረትና… ደቅና ኣሕሊፍና ምስሃብና ሰኣን ፍልጠትና ንድሕሪትቀጽሉ ኣንብቡ…ኹምራ ጸበባ – 2003
