Arkiv: Tracks

ኣንጻሩ – 2023

ኣንጻሩ  –  2023 ኣንጻሩ ገጻዉ’ዩ ንሱ  ኣመሉ ዘየምሕረሉ    ሪኢኻዮዶ እቲዝገበሮ  ታይከ ኽምጫዕ  ኢሉ ይካተዖ…  ታይከ ከምጽእ  መንፋዕቲ ኮይናቶ  ካብ ሓቂ ክርሕቕ  ከይቀርቦ ያሃድሞ…   ሰሚዕካዮዶ… እቲዝበሎ…  ከሕርቖ ኢሉኳዩ… ኩሉቀጽሉ ኣንብቡ…ኣንጻሩ – 2023

ንቕሓት – 2004

ንቕሓት – 2004   ንቕሓት መለለይኡ’ዩ ሃብቲ   ረቂቕ ስነ ሓሳብ መምዘኒ ናይ ስልቲ  ስፍሓት ኣእሙሮ ሓንጎላዊ ትዕድልቲ ፍልጠት ንምርካብ ደቓይቕ ብውቕጢ   ንቕሓት’ዩ ብስለት ሓንጎል መባራበሪ ንከይብተን ኣካቢ ኣሳሪ ኮስኳሲቀጽሉ ኣንብቡ…ንቕሓት – 2004

ቅዋም – 2000

ቅዋም  ቅዋም ብሽምእምበር  ኣይፈልተክን ብግብሪ  ንዒ ልበይ ንበሪ   ቅዋመይ ኢጽበየኪ ኣለኹ  ዓቕለይ እንዳጽበብኩ …  ዳሃይኪ ሃብኒ ሃለዋትኪ ሲኢነዮ  ንዓኺየ ደሊየ ቅዋመይ ንዕኒንዶ….    ምስጢራ ደብዳበ ኣድራሻ ዝተሓብኤ …  ሰታሪትቀጽሉ ኣንብቡ…ቅዋም – 2000