Arkiv: Tracks

ቅ-ረ-በ-ኒ – 2020

ቅረበኒ – 2020  ቅረበኒስከ … ንቃራረብ  … የሕዋቲና የብልናን ጓና ሌላ ጉሌላ ደኣ ንዮው ንቦሎበር ከምንዕወትሲ የለን ዘጣራጥር    ፍቕሪ ሂወት ነጊሱ ክለብስ ኤርትራዊ ይዓምብብ ይኮስኮስ  ንቡር ናብራ መታን ክማላለስ ቀጽሉ ኣንብቡ…ቅ-ረ-በ-ኒ – 2020

ሸለል’ዶ በሎ – 20170401

ሸለል’ዶ በሎ  –  2017 ሰብ ለንዘበን ብቐሊል ኣይትናገር  ሸለል’ዶ በሎ ምስ ዝሃውተተ ኣይትሃትት  ሸለል’ዶ በሎ ምስ ዝሃውተተ ኣይትሃትት  ሕልናኻ ኣይትቐስቅሶ    ውልቀሰብ ዝተዛረቦ  ደድሕሪኡ ኣይትስዓቦ  ኣቐዲምካ ሕሰቦ  ክትስዕቦ ወይ ከይትስዕቦ ቀጽሉ ኣንብቡ…ሸለል’ዶ በሎ – 20170401

ሰሙናዊ መደብ-2022

ሰሙናዊ መደብ   ሰኑይ ሰስኖ…  ሰሉስ ረቡዕ  ሓሙስ ንኽትስልሶ፡  ዓርቢ ዓራርቦ  ቀዳም ቀራርሞ  ንሰምበቱ ከተዛዝሞ፡   ዕለተ ሂወትካ…   ጸቕጢ ጓሓሉ   ኣይትኽነሉ መክተሉ፡  በብእዋኑ ግዜ ስርዓሉ ንሰንበቱ ከተዛዝመሉ፡  ቀጽሉ ኣንብቡ…ሰሙናዊ መደብ-2022

ምሕሳብ ሸጊርዎ ኣፍንጫ ዲዩ ገጂፍዎ – 2024

ምሕሳብ ሸጊርዎ ኣፍንጫ ዲዩ ገጂፍዎ – 2024 ኣመለኛ ተዛራቢ   ዘረባ ሃልኪ   ካብኡ ናብኡ ኪንዩ ኣፍንጭኡ  ክሓስብ ዘይክእል     ገጂፍዎ ዲዩ  ከይሪኢ ኸወልዎ   ስድሪ ’ፍንጭኡ  ንዘይከይድ  ጅግና’በሳ  ንኽመስልቀጽሉ ኣንብቡ…ምሕሳብ ሸጊርዎ ኣፍንጫ ዲዩ ገጂፍዎ – 2024

መንዩ ኤሪትራዊ 2004

መን’ዩ ኤርትራዊ  – 2004 መን’ዩ ሃገራዊ መን’ዩኸ ኤርትራዊ  ናይ መልሓስ ጭውንነት እየዋጽእን ስድር መርሃዊ  ባዓል ጽቡቕ ድሌት ግን ነይምድር ዓለታዊ  ኣከለ ሓማ ሰራየ ከይፈለየ ዝግስግስ’ዩ ሃገራዊ    ኣስተውዕል ተረዲእካ ሕሰብ ቀጽሉ ኣንብቡ…መንዩ ኤሪትራዊ 2004