መንግስታት ዓለም – 2004 መንግስታት ዓለም ሓደ’ዩ ገጾም ነንሕዶም የሊፎም ዘይህቡ ንገበናቶም ንዝበደሉ… ስጉምቲ ዘይወስዱ… ብዘረባ ጥራይ… ምኽንያታት ኢፈጥሩ… ውልቀ መለኽቲ ነዚኣ ፈሊጦምዮም ተኣማሚኖም… ድሕር ዘይብሉ ቀጽሉ ኣንብቡ…መንግስታት ዓለም – 2004
ሕመረት ናይ ኣንነት – 2019
ሕመረት ናይ ኣንነት – 2019 ሕመረት ናይ ኣንነት … ሱርመሰረት’ዩ ዓለታውነት፡፡፡ ሰብ ተፈጢሩ ፈጣሪ ዝሃቦ ቂሐጽልሚ ዝተዎቆቦ ይኽፋእ ኢጸብቕ ዝተዓደለ ሰብ’ዩ ከማኻ ማዕረ ዝልለ ንቡር’ዩ ውሰዶ፡፡፡ ፍጡር’ዩ ወዲኣዳም፡፡፡ ጽባቐቀጽሉ ኣንብቡ…ሕመረት ናይ ኣንነት – 2019
ሓንጎል ዞም ጸቕጢ – 2002
ገዛ’ዳ ሓንጎል ጸቕጢ – 2002 ገዛ’ዳ ሓንጎል ጸቕጢ ሓደ ዝደርፎም… ዘዘፍረየቶም መዕነዊ ቤቶም… ኢገርም’ዩ ናይዞም ሓንጎል ጸቕጢ… ጉዙኣት ሕጊ ኣልቦ ጊላነት ዘፍቅሩ… መንነት ህዝቢ ከጥፍኡ ሓዊ ዘሳወሩ… ተገልቢጡ ዳኣቀጽሉ ኣንብቡ…ሓንጎል ዞም ጸቕጢ – 2002
ህዝባ ረሚሶማ – 2002
ህዝባ ረሚሶማ – 2002 ቶኾሚሩ ኹምሮ ጸበባ ተወዲኡዋ እንጀራ መሶባ ኩድም ኢላ ሲኢና ዘላዝባ ሓዚና ርድኣታ ዝህባ ሰብዲዩ ተሳኢኑ… ኩሉሓደ ኾይኑ… መጻኢኡ ደኲኑ… ዘረባ ዒባ ለዊጡ ኩምራ ጸበባቀጽሉ ኣንብቡ…ህዝባ ረሚሶማ – 2002
ሃገርና ኤርትራ 2004
ሃገርና ኤሪትራ – 2004 ሃገርና ኤሪትራ ናይ ኩሉ ኤሪትራዊ ዜጋ ማዕረያ ትብጾሖ ነቲ ሓደ ኣይትቐርቦ… ነቲ ሓደ ኣይትርሕቖ… ኣስላማይ ክርስቲያናይ… ሓቢሩ ዝነብረላ ሃገር… ደመኛ ኤሪትራዊ ግህደፍ ተኽሊ ቦቑሉ ሓድነትናቀጽሉ ኣንብቡ…ሃገርና ኤርትራ 2004
ሃገር ማለት እንታይ ማለትዩ ግዲ – 2004
ሃገር ማለት እንታይዲዩ ግዲ – 2004 ሃገር ማለት እንታይዲዩ ግዲ ንዝዕንዱሩላ ጥራይ ዲዩ ማኣዲ ሓቀይዶ ዓርከኒ ዋላስ ከመይ ትብለኒ ኩሉ ሲጊንጢሩ ነገሩ ማይ ዓቐብ ኮይኑኒ ህዝቢ ዝሓቖፈትቀጽሉ ኣንብቡ…ሃገር ማለት እንታይ ማለትዩ ግዲ – 2004
ሃገር ኣላትና ውልቀ ሰብዩ ዝውንና – 2023
ሃገር ኣላትና ውልቀ ሰብ ዝውንና – 2023 ሃገር ኣላትና ውልቀ ሰብ ዝውንና… ኑቡር ንምንባራ ዘይብላ ሂወት ዕላማ… ኤርትራያ ሽማ ሃገርያ ንፎርማ… ናይ ሰብ ርህራሄ ክንዲ ቅንጣብ ዘይብሉ… ዓገብቀጽሉ ኣንብቡ…ሃገር ኣላትና ውልቀ ሰብዩ ዝውንና – 2023
ሃገራዊ ፍቕሪ – 2004
ሃገራዊ ፍቕሪ – 2004 ሃገራዊ ፍቕሪ ኤርትራውነትካ ይኹን ነባሪ ሃገራዊ ፍቕሪ ብስምዒትካ ተዘዝ የብልካ ማዕሙቕ ልብኻ… ዝመንጨወ ፍቕሪኻ… ዕረ ኮይንካሉ መቐረት ዋሓዚ ደምካ… ነብስኻ የሕሲርካ… ቀጽሉ ኣንብቡ…ሃገራዊ ፍቕሪ – 2004
ሃገራዊ ዲኻታ ወዲ – 2022
ሃገራዊ ዲኻ’ታ ወዲ – 2022 ሃገራዊ ዲኻ’ታ ወዲ ንምዕባሌኻ ኣምት ማኣዲ ከም ወዲ መሬት ዝባንካ ኣውዲቕካ… ንኽትነብረላ ብዘይ ስክፍታ… ዓርኪ ማሓዛ ሓወይ ሓፍተይ ኮታ…ለምሊሙ ሰቲ ኡፈይታ ክትረኽበላ… ነዚ ገዲፍካ ኣንነት ኣይተውዕላ… ሃገራውነትቀጽሉ ኣንብቡ…ሃገራዊ ዲኻታ ወዲ – 2022
