ሰብ ለንዘበን ብቐሊል ኣይትናገር
ሸለል’ዶ በሎ ምስ ዝሃውተተ ኣይትሃትት
ሸለል’ዶ በሎ ምስ ዝሃውተተ ኣይትሃትት
ሕልናኻ ኣይትቐስቅሶ
ውልቀሰብ ዝተዛረቦ
ደድሕሪኡ ኣይትስዓቦ
ኣቐዲምካ ሕሰቦ
ክትስዕቦ ወይ ከይትስዕቦ
ዝጓሓፍ ጉሒፍካ
ዝውሰድ ውሰዶ
ምስጓል መንገዲ… ዘዝመጸ ፈልሲ
ኣይትጋማዳሓዮ… መስመርካ ከይሃሲ
እዋይ እዋይ ሰብ ለንዘበን
ምስዝነፈሰ ንፋስ’ዩ ዝነፍስ
ሸለል በሎ ሸለል’ዩ ዝኽእሎ
ሓወይ ሓፍተይ በል
ክርከብ’ዩ እቲ ክብረት
ክኽፈትዩ ልዝብ
ብስኒት ብሕውነት
ሰላም ዝዓሰሎ…
ፍሬ ፍቕሪ ክዕምብብ
ሸለል በሎ ሸለል’ዩ ዝኽእሎ