ሰላመይ ብርሃነይ
ሂወተይ መናብርተይ
ኣበይ ኣለኺ ሰላመይ
ኣበይ ኣለኺ ሰላመይ
ክደልየኪ ሰላመይ
ወጺኤ ናኣዳባባይ
ክትሰምዒዕዮ ቃላተይ
ነቲ ድሊየተይ ባህገይ
ጨዲረዮ ድምጸይ
ከም ዑፍ በራሪ ሰማይ ሰማይ
ኣቃሊሐዮ ሰላመይ ሰማይየ ሰማይ
ድምጸይ ከም ንፋስ
ክዝራእዩ ጎደናታት
ንኽትነብሩሉ ሰላመይ ንዘርኣለም ሰላመይ
ንገሲለይ ሰላመይ ሰላመይ
ሰ..ሰላመይ ሰሰ..ላመ..መይ..መይ..መይ
ህዝቢ ተሰሚዑ መልእኽቲ
ኢበርህዩ ባና መብራህቲ…
ክስስን ክበዛሕ ለይቲ ምስ ንማዓልቲ
ይጣበቐሉ ክውንኖ መሰሉ…….
ነብስኻ ምክልኻል ኣለኹ በል
ኩቡርዩ ወዲ ሰብ ብቐሊሉ ዘይትመን…
ድሕርሕር ኣይትበል ዳኣ ህዝበይ
ሰላመይ ኢልካ ዓልል ሰላመይ ሰላመይ…
ሰላመይ ንሰላመይ…
ሰላመይ ኣላይተይ ኢኺ ሰላመይ…
ሰላመይ ንሰላመይ….. ሰላመይ