ወኒነይ’ያ ከም ድላየይ
ዝሃበኒ የለን ስልጣነይ
ማሕፉዳ ኤርትራ ናተይ’ያ
ወኒነይ’ያ ከም ድላየይ
ዝሃበኒ የለን ስልጣነይ
ማሕፉዳ ኤርትራ ናተይ’ያ
ከምድላየይ ኣለ ከምድላየይ
ዋኒነይ ንብረታ…
ዝመርጸላ ኣፋፈታ…
ኣነ’የ ዝቋጻጸሮ…
ዝደለኽዎ የተግብሮ…
ካብ ታሕቲ ክሳብ ንላዕሊ…
ርእሲ ናተይ’ዩ ዝእዝዞም…
ኣብ ነፍሲ ወከፎም…
ቀያዲ ገረየ ይሕዞም…
ፍሕት ዝበለ ዝራኣኽዎ…
ካብቦቱኡየ ዝኣልዮ…
ኣብ ዝጣዓመኒ ግዜ…
ባገልጋለይ ኩሉ ቁጽጽረይ
ኣነ ዶክተራ
ኣነ መምህራ
ኣነ ሓኪማ
ኣነ ዶክተራ
ናይ ሓፋሽ ክንሳ
ባዕለይ ዶክተራ
ኣነ መምህራ
ባዕለይ ሓኪማ
ኣነ ወናኒኣ
ናይ ሓፋሽ ክንሳ
ባዕለይ መምህራ
ኣነ ዶክተራ
ባዕለይ ሓኪማ
ኣነ ወናኒኣ
ናይ ሓፋሽ ክንሳ
ባዕለይ መምህራ
ኣነ ዶክተራ
ባዕለይ ሓኪማ
ኣነ ወናኒኣ
ናይ ሓፋሽ ክንሳ
ባዕለይ ዶክተራ
ኣነ መምህራ
ባዕለይ ሓኪማ
ኣነ ወናኒኣ
ኣነ ወናኒኣ