ብርጌድ ንሓመዱ – 2023

በርጌድ ንሓመዱ – 2023

 

በርጌድ ንሓመዱ 

ተላዒሉ’ሎ 

ክኣቱ ዓዱ ከጽሪዮ ዓውዱ 

 

ዓልላሉ በርጌድ ንሓመዱ 

መጺኩም ኣሎ 

ከብርሆ ዓዱ 

 

ሳዓበኒ… ኣርክበኒ 

ምሳኻ’ለኹ…  ቅረበኒ 

ይብል’ሎ… ደላይ ፍትሒ 

ክንቡንቁሶ… ባርነት ክዛዝም 

ከነስተማቕሮ… ሂወት ኣዳም 

ባይቶ ሃገር ዘለዋ ምሪሒት  

ተማእዚዛ ክትኸይድ ብቅዋም 

 

ዕሰልየ ዕሰል 

ነቦኻ ምሰል 

ንማሳሰል 

ክንብሎ ሰለል 

ሓዛየ ሓዛ 

ራዛየ ራዛ 

ኩምር ራዛ 

ናትካያ ሓዛ