ሃለው ግዜ ትሰምዕ ዶ ኣለኻ
ሞፍቶ ተበለጽቲ ኣይትኹ በጃኻ
ግዜ ኣየ ግዜ ዕድል ሂብካዮም ሰባት ከታልሉ
ለይቲ ምስ መዓልቲ
ግዜኻ ተጠቒሞም
ንሓቂ ከሕቕቁ
ግዜ ኣንታ ግዜ…
ግዜኻ ኣናዊሕካ…
ግዜ ምስተባለዔ ምትላል መቐረ
ሸፈጦም ሳዕረረ ሓቂ ክመስልየ
ግዜ ኣንታ ግዜ ዓገብ ዘይትብልየ
ገደብ ግበረልሉ ግዜኻ ዘታልሉ