ዓርከይ መታዕቢተይ
ከመይለኻ ኣነየ ዘክረኒ
ኣይትኽሓደኒ ኣኳየ ናትካ ስእሊ ዘለኒ
መታዕቢትኻየ ከመይገርካ ትርሳዓኒ
ኣነኳየ ኣይትኽሓደኒ
ሰብየ ኣምሲለካ ንኸይትርሳዓኒ
እምብዛ ምእማን … እምብዛ ምግራህ …
እምብዛ ዕሽነትዲዩ … ወይስ እምብዛ ሓሊዮተይ …
ንልበይ እምብዛ ምዕባይ … ተገልቢጥካኒ ናባይ …
ዘክረኒ … ስእለይ ሃበኒ … ኣይትኽሓደኒ …
ደርፊ፡
ዝሓለፍናዮ ብደሆ … ኣሻቡ ረሲዕካ …
ትርሳዓኒ ከመይገርካ … ኣነኳየ ሰብ ኣምሲለካ …
ጽቡቕ ክዳን ተተኸደንካ … ዘይሕከኽ ስእለይ ኣሎምሳኻ …
ዘክረኒ … ስእለይ ሃበኒ … ኣይትኽሓደኒ …
ስምራ፡
ኣነኳየ … ኣይትኽሓደኒ … ሰብየ ኣምሲለካ …
ንኸይትርሳዓኒ … ከመይገርካኸ … ትኽሕደኒ …
ኣነኳየ … መታዓቢትካ … ዘክረኒ …