ግርምባ ወያነ
እንዳበልኪ ባዕልኺ
ወያነ ወያለ ወያል ክንስኺ
ወይዘሪት ማለሊት
ወይዘሪት ህግደፍዶ
ወዮ ትናታ ናይ ሓማታ
ከተምስል ዘይናታ
ዕንኪሊሎ ዝዕላላ
ንህዝቢ ኣታሊላ
ደግሲ ሰይጣን ዝሓደራ
ሕማም ጎሮቤት ዝሓዛ
ጥዕና ዘይብሉ ሒዝዋ
ሓዝዋ ፈውስዋ
መርምሩዋ ብእዋኑ
ርኣይዋ መንካዕያ
ፎእ በልዋ ዳኣ ክትጽለልያ
ሓድነትና እንተሪኣ
መርዚ ርእሲ ዝላዓላ
ሕብረት ህዝብና
ዘሕምማ
ስመር ኣስምሮ
ጽልኣታ ስበሮ
እወ ኣናድዳ
ከዕብዳዩየ ክገዳ
ግርምባ ወያነ
እንዳበልኪ ባዕልኺ
ወያነ ወያል ክንስኺ
ስምራ፡
ሓዝዋ ፈትሽዋ
ዘይወጽእ ሰሎሎ
ኣቲዩዋዩ ዘሎ
ኢጸልኡኒ ዩም
ዳበለት ከተስተማስል
ንብልጽግናና
ዘይትደሊ ዕብየትና
ሓድነትና ክትርኢ
መርዚ ርእሲ ዝላዓላ
ስመር ኣስምሮ
ጽልኣታ ስበሮ
እወ ኣናድዳ
ከዕብዳዩየ ክገዳ
ግርምባ ወያነ
እንዳበልኪ ባዕልኺ
ወያነ ወያለ ወያል ክንስኺ