ሳዓቡ እርክቡ
ሳዓቡ እርክቡ
ሲዒበ’ለኹ ኣነ ሳዓቡ ዳኣ’የ
ሳዓብ ኣርክብ
ምስ መለይ
ሽገይ ኣላይ
ብርሃን ዓይነይየ
መን’ዩ ሕሽዎ
ኣንጭዋ ምስ ሓለፈት
ብኣነዶ ንስኻ
ሰይራታ ሞጎጎ
ክንታሃላለኾ
ተሰይራ ሞጎጎ
ክንታሃላለኾ
ዕድል ሂብናያ
እንዳተፈሰሐትልና
ሸናዕ ኢላ ሓለፈት
ብሰንኪ ህልኽና
እኳኢና ንኾስሮ ዘለና
ንሰስኖ መፍቶ
ጸላይና ኣይንኹንኖ
ስምራ፡
ጉየ ኣርክቦ
ኣሰሩ ሳዓቦ
መለይዩ ቅረቦ
ከብርሆዩ ባና
ኪዶ ተላዘቦ