ማዕረ ንማዕረ ተሰሪዕና ማዕረ …
ተሰሪዕና ማዕረ ማዕረ ንማዕረ …
ተዓጢቕናላ ስረ ነደና ኤረ ተሰሪዕና ማዓረ.. 2
ወጊሓ ነይራ መሬት …
ኣብሪቓ ጸሓይ ፈለማ …
ድግዲግ ተዓጢቖም …
ንበይኖም ሰብ ውራይ ገሮማ …
ከምዛናቶም ሕጽይቶም …
ከምዘይነበሩ ረሲዖም ሰቦም
ብዳንከራ ዶሮና …
ከይርኢ ዓፊኖም …
ባይቶ ከይምስርቱ ካቢነ ሰሪቶም …
ክሰርሑ ስራሕ ዓዋሉ ባይታ ፈጢሮም …
ህዝቢ ከታልሉ ሓሶት ተዋፊሮም
እዋይ እዋይ ናይዚኣቶም ነገር
ክንዲ ጣፍ ዘይትኣክል ዘይብሎም ቁምነገር
ስምራ…
እሞኸዳየ ከመይ ይኹንሞየ
ሰብ ዲዩ ተሳኢኑ ልቦናዊ ሰብየ
ንዑዳኣ ንዑየ ገለዳኣ ንግበርየ
ንማሃር ሕደጉ ኣይንታሃመልየ
ግዜ ተመጢጡ ኣይነውሐንዶየ
ከምዚልካስ ናብራ ናብራ ነይኮነየ
ንዑዳኣ ሕደጉ ኣይትጠናነጉ
ንማሃር ሕደጉ ሕደጉ ሕደጉ