ንጹላት ኮኻኽብቲ

ዋኒነይያ ኤርትራ ማሕፉዳ – 2002

todayseptember 3, 2023 19

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ዋኒነይያ ኤርትራ ማሕፉዳ - 2002

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ዋኒነይያ ኤርትራ ማሕፉዳ - 2002 ቢንያም ገ/እየሱስ

’’ ዋኒነይ’ያ ኤርትራ ማሕፉዳ’’ 
2002

ዋኒነይያ ከም ድላየይ
ዝሃበኒ የለን ንስልጣነይ
ማሕፉዳ ናተይያ ኤሪትራ

ዋኒነይ’ዩ ንብረታ…
ዝመርጸላ ኣፋፈታ…
ኣነ’የ ዝቋጻጸሮ…
ዝደለኽዎ የተግብሮ…
ካብ ታሕቲ ክሳብ ንላዕሊ…
ርእሲ ናተይ’ዩ ዝእዝዞም…
ኣብ ነፍሲ ወከፎም…
ቀያዲ ገረየ ይሕዞም…
ፍሕት ዝበለ ዝራኣኽዎ…
ካብቦቱኡየ ዝኣልዮ…
ኣብ ዝጣዓመኒ ግዜ…
ኣገልጋሊየይ ዋላ ዝውሕጦ…
ኣነየ ዶክተራ…
ኣነየ መምህራ…
ኣነየ ሓኪማ…
ኣነየ ደብተራ…

ስምራ፡

ናይ ሓፋሽ ክንሳ…
ባዕለይየ ዶክተራ…
ኣነየ መምህራ…
ባዕለይየ ሓኪማ…
ኣነየ ውናኒኣ …

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%