share close
  • Chart track

    1

    0

    ወዲ ሰብ - 2002

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ወዲ ሰብ - 2002 ቢንያም ገ/እየሱስ

ወዲ ሰብ

ኣለዉ ቡዙሓት ሰባት
ምድንጋር ለሚዶም
ንዕለተ ድራሮም

ወዲ ሰብ ምዃን… ኣብዛ ዓለም
ሓሳረ መከራ… ብጀካ ጸገም

ንሓሶት ወቒሮም… ዝበልዑ ፈትፊቶም
ዝኣትዉ ወፊሮም

ወዲ ሰብ ምዃን… ኣብዛ ዓለም
ሓሳረ መከራ… ብጀካ ጸገም

እንተዘይ ሓሲዮም ዝሓሙ ሓዲሮም
ካብቲ ትጽቢቶም ወልፊ ሓሶቶም
ኮይንዎም ዕላሎም ስራሕና ኢሎም ተታሒዘሞ

ኣለዉ ቡዙሓት ሰባት
ምድንጋር ለሚዶም
ንዕለተ ድራሮም

ሰራውር ጽልኢ እንዳራኸቡ
ንግዚኡ ኢዮም ዝዓግቡ

ኢመስሎም ግን ይኸውን…
ጉድጓዶም ዘይትሓስብ

ስጋ ኣዳም ለቢሶም… ተግባሮም ልዕሊ ልቦም
ብጽልመት ዓወሮም…

ወዲ ሰብ ምዃን… ኣብዛ ዓለም
ሓሳረ መከራ… ብጀካ ጸገም

ኣብዛ ዓለም… ኩርኳ ምንባራ ጸገም
ብሀካ ክትፋላሊ… ንወዲ ሰብ ብሕብሪ ቀለም
ክትፋላሊ… ሃብታም ድኻ… ምንባራ ጸገም… ኣብዛ ዓለም
ወዲ ሰብ ምንባራ ጸገም


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%