ንጹላት ኮኻኽብቲ

ኤርትራ ምድሪ ባሕሪ’ዩ ሽምኪ – 2004

todayseptember 3, 2023

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ኤርትራ ምድሪ ባሕሪ'ዩ ሽምኪ - 2004

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ኤርትራ ምድሪ ባሕሪ'ዩ ሽምኪ - 2004 ቢንያም ገ/እየሱስ

ኣብ ዓለም ኣብ ንፍሲ ወከፍ ሃገር ሽም ናይ ሓንቲ ሃገር ምስቲ ናይ ሕብረተሰብ መግለጽን መወከስን ኣለዎ፤ ኤርትራ ሃገርና ንሕብረተሰባ ዝገልጽ ዝኾነ ኤርትራ መወከሲ ኣብ ባህሊ ይኹን ኣብ መሰረታዊ ያታ መወከሲ ነገር  የብላን፤ መግዛእቲ ጣሊያን ከማሕድራ ኮሎ ዝሃባ ሽም’ዩ፤ ኤርትራ ምድሪ ባሕሪ’ዩ ሽምኪ ዝነበረ፤


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%