ንጹላት ኮኻኽብቲ

ኤርትራ ሃገርና ተጣሊዖምላ – 2019

todayseptember 3, 2023 2

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ኤርትራ ሃገርና ተጣሊዖምላ - 2019

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ኤርትራ ሃገርና ተጣሊዖምላ - 2019 ቢንያም ገ/እየሱስ

ኤርትራ ሃገርና ተጣሊዖምላ

ኤርትራ ሃገርና ተጣሊዖምላ 2 ተላጊጾምላ
ባዓል ጉሒላ ኣዛብእ ኮይኖምላ

ባዕል ጉሒላ ናየቦታቶም ዘይብሎም
መዕነዊ ቤቶም ንጥቅሞም ዝላ

ከምዘይፈለጡ እንዳፈለጡ
ማሕላ ሰማእታት ከየተግበሩ ዘስቀጡ

ደርፊ፡

ምስ ወዲ ጓና ቃል ኪዳን ኣሲሮም
ህዝቦም ካጽንቱ ዲግዲግ ተዓጢቆም

ኢሰያስ መራሒኦም ወዲ ዓዲ ጓና
ወዲ ተምቤን መንደላይ ተመን
ልቡ ዘይርከብ መንደላይ ተመን

ርብዒ ዘመን ብዘይ ህንጸት፡፡፡
ሸሚሞማ ደልሃመት ብርሰት፡፡፡
ምስ ወዲ ጓና ቃል-ኪዳን ኣሰሮም፡፡፡
ኤርትራ ሃገርና ተጣሊዖምላ፡፡፡
ባዓል ጉሒላ ኣዛብእ ኮይኖምላ፡፡፡

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%