ንጹላት ኮኻኽብቲ

ኤርትራዊዝም ኣይኮንኩን – 2024

todaymars 5, 2024 17

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ኤርትራዊዝም ኣይኮንኩን - 2024

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ኤርትራዊዝም ኣይኮንኩን - 2024 ቢንያም ገ/እየሱስ

ኤትራዊዝም  

ኣይኮንኩን

 

ፍቕሪ ሃገር ሕልናይ 

ዝተሰረተ ልበይ 

ነቕ ዘይብል ሰረተይ  

ኤትራዊዝም ግን 

ኣይኮንኩን

ኤርትራዊዝም 

ስነሓሳብ 

ሃገራውነት  

ተኸታሊሰረት  

ፋሺስቲነት  

ዓለታዊነት 

ጸረ መሰረት  

 

ሃገራውነት 

ፍቕሪ ሃገርን 

ክልተ ነገር  

በበይኑ ዓይነት 

መንነትውን  

መለለይ እንታይነት

 

ምድብልላቕ 

ንወግዶ 

ቁኑዕ መስመር 

ነራጉዶ

ዝታሓዝ ነትሕዞ

 

 


ንጹላት ኮኻኽብቲኡኩባት ዜማታት

Rate it
0%