ንጹላት ኮኻኽብቲ

ኣፍቂረ ኣሚነያ – 2002

todayseptember 3, 2023 1

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ኣፍቂረ ኣሚነያ - 2002

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ኣፍቂረ ኣሚነያ - 2002 ቢንያም ገ/እየሱስ

ኣብ ድሮ ናጽነት ዝነበረ ዋን ሕልሚ ህዝቢ ኤርትራ ብማዕርነትን ፍትሓዊት ሃገር ዝኾነት ብባይቶ ሃገር ዘለዋ ሕገተ መንግስቲ እትምራሕ አቑሙ ክማሓደርን ክስልጥንን ስነበረ ሕልሙ፤ ሕልሚ ህዝቢ ኤርትራ ሰይሮሞ፤ ከም ኣነ ኣብነት ኣፍቂረ ኣሚነያ ኤርትራ ዝነበርኩ ንድሕሪት ከም ሽንቲ ገመል ን 100 ዓመት ምምላሳዩ ዘሕዝን፤

ኣፍቂረ ኣሚነያ

ኣሚነያ _ ኤረይ ሃገረይ…
ኩልንትናይ ሂበያ _ ንኤረይ ሃገረይ…
ኣፍቂረያ _ ኤረይ ሃገረይ…

ንዘንቲእለት ክትኮነኒ ተተምኒየያ…

እንታይሞ ’ገበር ዕሸል ዕድሚኣ ኣብሊያ…

ኣይወርሒ ኣይዓመት ከይሓከመት…
ኣበብጽባሕ ጠባያ እንዳቐየረት…
ሃንደበት መገሻ ንፋስ ህቦብላ…
ዘይተጻበኹዋ ናበይያ ነቒላ…
ናበይያ ነቒላ ክትከይድ ውዒላ…

ኣካሓለፈ ከምሎሚ ከይኮነ…
ጽንዓት ቃል ኪዳንና መንከ ዘይኣመነ…
ብልሓቱ ጠፊኡኒ’ሎ ንመንየ ዝብሎ…
ኩሉ ሓደ ኾይኑኒ ነገሩ ዘይሕሎ…
ደረቱ ዘይሕሎ ንመንየ ዝብሎ…

ደረቱ ዘይሕሎ ናይለንዘበን በሎ
ሞፍትኣ ኾይኑዋ’ሎ ጥራይ ዒንኪላሎ
ደረቱ ዘይሕሎ ናይለንዘበን በሎ
ሞፍትኣ ኾይኑዋ’ሎ ጥራይ ዒንኪላሎ
በል ኣንቀሎ ደሓን እቶ በሎ
ኣብ ቅድሚ ዓደቦ ኩላ ክትዕዘቦ
መንና ሓቂ ክህቦ …
እዎ… ላለ… እዎ ላላ…

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%