ንጹላት ኮኻኽብቲ

ኣውራጃይ ክብል ኣብዘይ ሃገረይ – 2020

todayseptember 3, 2023 3

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ኣውራጃይ ክብል ኣብዘይ ሃገረይ - 2020

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ኣውራጃይ ክብል ኣብዘይ ሃገረይ - 2020 ቢንያም ገ/እየሱስ

ኣውራጃይ ክብል
ኣብዘይ ሃገረይ

ኣብ ሙዕቡል ሃገር እንዳነበርኩ
ንማለቱ ወፊረ ያኣቱ
ከባቢየይ ተነፊገዮ
ከይማሃሮ ንጥቕመይ ከሎ

ፍትሓዊ ኮሎ ዘዛንየኒ
መሰል ክብረተይ ዘኹርዓኒ
ሃገራውነተይ ዘቃራርበኒ
ኤርትራውነተይ ከይሕሸኒ
ኣውራጃ ሕልናይ የገድደኒ

ኣውራጃይ ክብል ኣብዘይ ሃገረይ
ተሪፈ ነዛ ዕቢየተይ
ኣብ ሙዕቡል ሃገር እንዳነበርኩ
ንማለቱ ወፊረ ያኣቱ
ከባቢየይ ተነፊገዮ
ከይማሃሮ ንጥቕመይ ከሎ

ኤውሮፓ ካናዳ ኣመሪካ
ኩሉ ወዮ ርእሲ ታኒካ
ካብኡ ዝገደደ ኣብ እስራኤል
ሰፈር ድንቁርና ኮይኑ ክዕለል
መፍቶ ጓና ኾይነ
ተሪፈ ሳኣን ንቕሓተይ

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%