ንጹላት ኮኻኽብቲ

ኣውሊዐይ እንቋዕ ተፈለኺለይ

todayseptember 24, 2023 16

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ኣውሊዐይ እንቋዕ ተፈለኺለይ

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ኣውሊዐይ እንቋዕ ተፈለኺለይ ቢንያም ገ/እየሱስ

ኣውሊዐይ እንቋዕ ተፈለኺለይ

 

ኣውሊዐይየ 

ኣውሊዐይ ኣውሊዐይየ 

እንቋዕ ደኣ ተፈለኺለይየ 

ኣውሊዐይየ 

ክርዳዶም መሚኺለይየ 

ደላይ ፍትሒ 

መለለይኡ ፈሊኺለይየ 

ድንግርግር ኮይኑኒ 

ናብ መኖም ከይሕወስ 

ዳበልኩየ ነቢረ 

ንነብሰይ ክወቅስ 

ኣውሊዐይ ዝሓዘን 

ምስ ደብ ዝጠልቀየትን

ሙስሉይነት ሃገር 

ከንጸባርቕ ዝጸንሐ

ሕጂግርም መሚኺለይ ሚሐ 

ትንሳኤኺ ብርሃንኪ ዘርገሐ   

ስምራ፡ 

ኣውሊዐይየ ምሳኺየ  

ኣውሊዐይየ ሓጎሰይየ 

ኣውሊዐይየ ተፈታዊትተ 

እንቋዕ ተፈለኺለይ 


ንጹላት ኮኻኽብቲኡኩባት ዜማታት

Rate it
0%