share close
  • Chart track

    1

    0

    ኣንጻሩ - 2023

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ኣንጻሩ - 2023 ቢንያም ገ/እየሱስ

ኣንጻሩ ኣብ ባህሪያት ህዝቢ ኤርትራ ካብዘይ ንቕሓት ስለ ዝተሞርኮሰዩ ስርዓት ኢሰያስ ነዚ መላ’ዚ ዝምዝምዞ ዘሎ፤

ኣንጻሩ

ኣንጻሩ ገጻዉ’ዩ ንሱ
ኣመሉ ዘየምሕረሉ

ሪኢኻዮዶ እቲዝገበሮ
ታይከ ኽምጫዕ
ኢሉ ይካተዖ…
ታይከ ከምጽእ
መንፋዕቲ ኮይናቶ
ካብ ሓቂ ክርሕቕ
ከይቀርቦ ያሃድሞ…

ሰሚዕካዮዶ… እቲዝበሎ…
ከሕርቖ ኢሉኳዩ… ኩሉ ዝኣበዮ…
ቀኒዑ ከይቀንዕ… ሓንጊዱ ምንዕ…
ምንዕየ ምንዕ…ካንዲዩ ኾይኑካየ
ተማሃርንዶ

ሰሚዕካዮዶ
ታይከ ክምጫዕ
ታይከ ከምጽእ
እቲ ዝበሎ …

መንፋዕቲ ኮይናቶ
ኣበር ዘራጊቶ

ገጻውዩ ንሱ
ንሳያ መልሱ

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%