ንጹላት ኮኻኽብቲ

ኣታ ዘይትዕረ – 2022

todayseptember 3, 2023 6

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ኣታ ዘይትዕረ - 2022

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ኣታ ዘይትዕረ - 2022 ቢንያም ገ/እየሱስ

ኣታ ዘይትዕረ

ኣታ ዘይትዕረ ውሒዱካ ዲዩ …
30 ዓመት መቐረት ዕረ …
ከተስተማቅሮ ናይ ባርነት ፍረ…
ኣይኣኽለካንዶ ዝመረረ….

መዋእል ኮይኑ ርብዒ ዘመን
ሂወትካ ሒዘን ፋይዳ ዘይብለን…
ንማዓስዩኸ መዋቕር ንቕሓትካ ክባራበር… ኣብ ደልሃመት…
ተሸሚሙ ክሻፋፈን…
ግዜ ተወሲዱ መጢጥዎ እዋን
ከይተዓረኻ ከምዚልካስ ኣይናብራን

ከምዚልካስ ኣይነበር ክሳብ ማዓስ ክንበር

ስምራ፡

ኣንታ ወዲ ዘይትዕረ …
ወሒዱካ ዲዩ
30 ዓመት መቐረት ዕረ …
ከተስተማቅሮ ባርነት ፍረ…
ኣይኣኽለካንዶ ዝመረረ….
ኣታ ወዲ… ኣይትኹን ጉንዲ…
ዘይትዕረ… ከተድሕን ዓዲ…
ኣታ ወዲ… ዘይትዕረ…

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%