ንጹላት ኮኻኽብቲ

ኣብ ወጻኢ ሃገር እንዳነበሩ

todayjanuari 4, 2024 4

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ኣብ ወጻኢ ሃገር እንዳነበሩ

    Biniam Gebreyesus

    • cover play_arrow

      ኣብ ወጻኢ ሃገር እንዳነበሩ Biniam Gebreyesus

ኣብ ወጻኢ ሃገር ዳነበሩ

ባዓል ንሕና ንሱ ይሕንቕቑ

ንባርነቶም ንኸኽብሩ

ፍትሒ ገዲፎምምልኪ የናፍቑ

ኣብ ወጻኢ ሃገርእንዳነበሩ 

መቐረት ፍትሒዘይማሃሩ 

ከምስሉሃገራውያን ኢና ይብሉ 

ውሽጢ ልቦምባርነት ይላሉ

ንዝነኦምቅድሜኻ ዘሉ  

ንደላይ ፍትሒ  ከጸልሙ ውዕሉ 

ዘየለ ነገር  ይሕንጽጹ 

ንኽብለጹኢለማምጹ

ከዳናግሩእንቃዓ ይርህጹ 

ከም ኣናጹይለቛምጹ 

ኣብ ወጻኢ ሃገርእንዳነበሩ 

መቐረት ፍትሒዘይማሃሩ 

ሓጺብካዮምዘይጸሪዩ

ዝደስከሉንኸይዓዩ 

ጸቕጢ ኢሱዝደንዘዙ 

ከይማሃሩዝተመረዙ 

ኣብወጻኢ ሃገር 

እንዳነበሩ 

መቐረት ፍትሒ 

ዘይማሃሩ 

ኣብወጻኢ ሃገር 

እንዳነበሩ 

ፍትሒ ገዲፎም 

ምልኪ የናፍቑ


ንጹላት ኮኻኽብቲኡኩባት ዜማታት

Rate it
0%