share close
  • Chart track

    1

    0

    ኣምበላይ - 2019

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ኣምበላይ - 2019 ቢንያም ገ/እየሱስ

ኣብ ድሮ ናጽነት ዝጀመረ መድረኽ ኢሰያስ ዝሃቦ መግለጺ ከይሓነኸ ንህዝቢ ኤርትራ መንእሰይ ሃገር ከጥፍኦም ምኻኑ ብከተማ ኣስመራ ኣመሲሉ’ዩ፤ እዛ ከተማ መሸፈቲ ኮይና ኢሉ ኣተንቢሁሉ ዝነበረ፤ ኣምበላይ ሃገር ንኸይህሉ ኢሉ ኢዩ።

ኣምበላይ ቀላሳይ

ኣምበላይ ቀላሳይ
ናይ መሬት ነባይ
መሰልካ ሓሉ ኣላይ ኢኻ መለይ

ተጣባቒ መሰልካ
ባዕልኻ ኢኻ
ኣላይ መሬትካ
ዋሕስ ናይ ህዝብኻ

ጻዕርሓ’ዩ ምእላይ…
ከተካይዶ መኸዳኻ…
ክኾነልካ ሰናይ…
ኣምበላይ ኢኻ ቀላሳይ…
ወሰን በሎ ደኣ ወሰን…
መሰልካ ዝጻረር…
ድሕርሕር ኣይትበል…
መለይ’ኻ ወስን…

ጻማ’ለዎ ጻዕርኻ
ምዕባለ ዘሳጋግር
ሙዕሩይ ናብራ ሂወትካ
ዘማእክል ዝፈጥር…

መሰል ወዲ ሰብ ኩቡር’ዩ ነባሪ
ብቀሊሉ ዘይትምመን…..
ግብርኻ’ዩ ዝውስኖ
መዕቀኒኻ ዝገብሮ…..
ንቕሓትካ’ዩ ዘማዓራሪ
ሓንጎል መባራበሪ…
ምህዞኻ ሓዞ ተታሓሓዞ
ክትፈጥሮ ኢኻ ናህሪ…..
ተጣባቒ መሰልካ ባዕልኻ ኣምበላይ ኢኻ…..
ድሑር ኣታሓሳስባ ፍልጠት ዝጎደሎ ንቕሓትካ’ዩ ዘዕብሮ…..


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%