ንጹላት ኮኻኽብቲ

ኣላትና ፍትውቲ ሃገር – 2024

todayjanuari 4, 2024 21

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ኣላትና ፍትውቲ ሃገር

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ኣላትና ፍትውቲ ሃገር ቢንያም ገ/እየሱስ

ኣላትና ፍትውቲ ሃገር 

ኤሪትራና ዛጽብቕቲ ሃገር 

ዘማእክሎ ደሞ ሲኢኑ ህዝባ ተዋሪዱባ 

ብውሽጥን ብግዳም ህዝቢ የእቲዮሞ ግቢ 

ፍት ከይረክብ 

ኣጊደሞ ህዝቢ 

ሰላም ረኺቡ ዕቢየቱ ኸየዕቢ 

ንኺድ ጥራሕ ንኺድ 

ኮይንዎ ምግቢ 

ባዓል ኢሱ ሚሱ 

ገጾም ይበንቆሱ 

ክብኡ ዘይሕሹ 

ባዓል ንሕና ንሱ 

ለኻኺምና ንኺድ 

ጥራሕ ምስኡ 

ምስኡ ምስኡ 

ሕልምና ንሱ 

ሃገርስ ነይራትና 

ውቅብቲ ግርማ

ነዛ ጽብቕቲ ዕምባባ ኣቑሲሎማ 

የሕሲሮም ሽማ ኣኽፊኦማ  

ስብርቲ ሃገር ገይሮም ሰሪሖማ  

ኣጸምው ኣቢሎሞ 

መሬታ ዓዲ

ኣጸምው ኣቢሎሞ 

መሬታ ዓዲ 

ነዛ ጽብቕቲ ዕምባባ 

ኤርትራ ውቅብቲ  ዕምባባኣ 

ኣቑሲሎማ 


ንጹላት ኮኻኽብቲኡኩባት ዜማታት

Rate it
0%