ንጹላት ኮኻኽብቲ

ንፋስ ሃገረይ ናፊቐዮ – 2023

todayseptember 3, 2023

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ንፋስ ሃገረይ ናፊቐዮ - 2023

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ንፋስ ሃገረይ ናፊቐዮ - 2023 ቢንያም ገ/እየሱስ

ስርዓት ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ጥራይ ኣይኮኑን በኪኖሞ፤ እንተላይ ነቲ ክሊማት ናይታ ሃገር ብሰንኪ እቲ ኣልቦነት ምሕደራኦም ናይግድንውን ኢዩ እዚውን ክብከን፤ ከምቲ ናይ ቀደም ስለ ዘይርከብ፤ ንፋስ ሃገረይ ናፊቐዩ፤

ንፋስ ሃገረይ ናፊቐዮ

ንፋስ ሃገረይ ናፊቐዮ
መቐረት ሂወት
ደልየ ሲኢነዮ

ከም ሎሚ ከይኮነ
ዘመን ግርምቢጦ

ባዓል ጮው እግሮም
’ዛ መሬት ፍቕሪ
የእቲዮምላ… ቁሪ ነባሪ

ኣክንዲ ፍትሒ
ፍርዶምያ በትሪ

መሬት ዓደይ
ዛዓደይየ 3…
ገምገም ባሕሪ
ቅናታ ሃገረይየ 3
ቆላ ደጋ ዕድላየ

ሩሑቕን ቀረባን
ትሰምዕዶ’ሎኻ
መሬት ኽጭድር
ጎልጎል ዓደቦኻ

ትጉሽተትካ ድዩ
ትጉሽተተየ
ሓንጊድይ ኣቢዩ
መሬት ንፋስ ዓደየ

ሓሪምዎ ሎ
ጸላም ከይእለ
ኔሩ ብኣጋ
ሎሚ ኮይኑ ብዋጋ

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%