ንጹላት ኮኻኽብቲ

ነብስኻ ኣይተታልላ – 2022

todayseptember 3, 2023

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ነብስኻ ኣይተታልላ - 2022

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ነብስኻ ኣይተታልላ - 2022 ቢንያም ገ/እየሱስ

ብዝኾነ በቲ ኾይኑ በቲ ነብስኻ ኣይተታልላ

ነብስኻ ኣይተታልላ

ኣንታ ሕደግ
ሕደግየ ሕደግ
ነብስኻ ኣይተታልላ
ሕደግየ ሕደግ
ብላሽ ኣይትታሓገግ

ጽቡቕ ዘለኻ ኮይኑ ከይመስለካ
ንስኻን ድሕሪ ባይታኻን
ንድሕሪት ከም ሽንቲ ገመል
ዕለተ ሂወትካ
ናብ ሚእቲ ዓመት ጋማን ዳተመሊስካ
ንንቡር ዘይምንባር ምንባር ለሚድካ

እምብለይ እምብለይዶ በላ
ነብስኻ ሃሰስ ኢልካ ኩሉላ
ኣብዚኣያ ዘላ መስመረይ ኢልካ ስርሓላ
ንቡር ጉዕዞኻስ ከተርክበሉኢኻ
ዝጽረ ኣጽሪየላ ነባሪት ሂወትካ

ነብስኻ ኣይተታልላ … ለማጽ ክትኮነላ …
ኩርኳሕ ከምዘላ … ኣይትዘንግዓላ …
ዝጽረ ኣጽሪየላ … ነጻነት ክትከውን
ወድዓዊ ኩውንነት ኣማዛዝነላ

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%