share close
  • Chart track

    1

    0

    ተዋህዶ መዲና

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ተዋህዶ መዲና ቢንያም ገ/እየሱስ

ተዋህዶ መዲና

ተዋህዶ… ናይ ጥንቲ ናይ ግዜ ኦሪት
መሰረት ኣለዎ… እቲ ኹቡር እምነት
ተዋህዶና ክብርቲ ቤተ-ክርስቲያንና

ሓቢሩ ከይሰግድ… ናብ ተዋህዶ መዲና
ህዝባ ፈላሊየሞ… ናብ ክልተ ቓረና
መሕብኢ ባዓቲ… ገይሮማ ምእመና
ናብ ክልተ እከይ ኣራኺሶማ
ተዋህዶ ሓሚማ ዘይስመዖም ሕማማ

ኣቦ ኣበይ ኣሎ… ኣቦ ግርማ ምእመና
ናይ ቤተ-ክርስቲያን ኣቦ ግርማ

ኢድ ፖለቲካ… መስቀል ኣሰኪሞም
ቤት-መቕደስ ሚሒሎም…
ኣዲኣ ገዲፋ… ሓማታ ከተናፍቕ
ንህዝባ ኣታሊሎም…
መሕብኢ ባዓቲ… ኮይና ምእመና
ተዋህዶ መዲና…


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%