ንጹላት ኮኻኽብቲ

ብርጌድ ንሓመዱ – 2023

todayoktober 7, 2023 64 16

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ብርጌድ ንሓመዱ

    Biniam Gebreyesus

    • cover play_arrow

      ብርጌድ ንሓመዱ Biniam Gebreyesus

በርጌድ ንሓመዱ 

 

በርጌድ ንሓመዱ 

ተላዒሉ 

ክኣቱ ዓዱ ከጽሪዮ ዓውዱ 

ዓልላሉ በርጌድ ንሓመዱ 

መጺኩም ኣሎ 

ከብርሆ ዓዱ 

 

ሳዓበኒኣርክበኒ 

ምሳኻለኹ  ቅረበኒ 

ይብልደላይ ፍትሒ 

ክንቡንቁሶባርነት ክዛዝም 

ከነስተማቕሮሂወት ኣዳም 

ባይቶ ሃገር ዘለዋ ምሪሒት  

ተማእዚዛ ክትኸይድ ብቅዋም 

 

ዕሰልየ ዕሰል 

ነቦኻ ምሰል 

ንማሳሰል 

ክንብሎ ሰለል 

ሓዛየ ሓዛ 

ራዛየ ራዛ 

ኩምር ራዛ 

ናትካያ ሓዛ 

 

 


ንጹላት ኮኻኽብቲኡኩባት ዜማታት

Rate it
0%
Bini Music

FREE
VIEW