share close
  • Chart track

    1

    0

    ባህላዊ ኩዳ - 2002

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ባህላዊ ኩዳ - 2002 ቢንያም ገ/እየሱስ

ባህላዊ ኩዳ

ኩዳ ዕንቂሊል ናይ ዓውዲ መኸዳ
ጣቒዓiት ዕልልታ በርቃ ነጎዳ
ኣባትራ ወና ኣላሚዳ
ኣቦጓይላ aaላይ ዘመዳ
ቀላሲ መስርዕ ወዳቢ መሳርዕ ኩዳ

ወዶምን ጓሎምን ክጻወቱ ሓዲሮም
ሰለል ክብሉ ክፍስሁ ብንያቶም
ከምሕረሎም ባህላዊ ዓዶም
ናትኪዮም ናትኪ ዘይፍለዩኺ
ብርሃን ኮኾብ ለይቲ መዛሙርትኺ

ሰለልለል ኣብሊዮም ናትኪዮም ናትኪ
ንዒ ኩዳ ኣላምዲ ለምለም’ዩ ሕዛእቲ

ደርፊ…

ኩዳ መኸዳ… ተዘዝ ወና’ዩ ዕዳ
ጣቒዒት ዕልልታ… ነጎድጓድ መዳመቒኣ
ዓቢ ምስ ንእሽቶ… ኩሉ ቀልቡ ኣብኣ
ጓይላ ተሓምበለ እምብልታ ምስ ሃላለ ኩዳ ምስጨደረ

ተዋዛወዝ ተዋዛወዝ ተዋዛወዝ ስምራ ምስ ዓመረ
ወጋሕ ልበል ለይቲ ኩዳ ኾይኑ ሓደረ

ስምራ…

ኩዳየ ኩዳ… ናይ ዓውዲ መኸዳ
ዘይለመደ ይልመዳ… ንሳያ ንሳ
ደስደስ ዝሕምበሳ…

ንሳያ ንሳ
ደስደስ ዝሕምበሳ…

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%