ንጹላት ኮኻኽብቲ

ሸለል’ዶ በሎ – 2017

todayseptember 3, 2023 4

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ሸለል'ዶ በሎ - 2017

    ቢንያም ገ/እየሱስ [BiGe]

    • cover play_arrow

      ሸለል'ዶ በሎ - 2017 ቢንያም ገ/እየሱስ

ሸለል’ዶ በሎ

ሰብ ለንዘበን ብቐሊል ኣይትናገር
ሸለል’ዶ በሎ ምስ ዝሃውተተ ኣይትሃትት
ሸለል’ዶ በሎ ምስ ዝሃውተተ ኣይትሃትት
ሕልናኻ ኣይትቐስቅሶ

ውልቀሰብ ዝተዛረቦ
ደድሕሪኡ ኣይትስዓቦ
ኣቐዲምካ ሕሰቦ
ክትስዕቦ ወይ ከይትስዕቦ

ዝጓሓፍ ጉሒፍካ
ዝውሰድ ውሰዶ
ምስጓል መንገዲ… ዘዝመጸ ፈልሲ
ኣይትጋማዳሓዮ… መስመርካ ከይሃሲ

እዋይ እዋይ ሰብ ለንዘበን
ምስዝነፈሰ ንፋስ’ዩ ዝነፍስ

ሸለል በሎ ሸለል’ዩ ዝኽእሎ

ሓወይ ሓፍተይ በል
ክርከብ’ዩ እቲ ክብረት
ክኽፈትዩ ልዝብ
ብስኒት ብሕውነት
ሰላም ዝዓሰሎ…
ፍሬ ፍቕሪ ክዕምብብ

ሸለል በሎ ሸለል’ዩ ዝኽእሎ


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%