ንጹላት ኮኻኽብቲ

ሳዓብ ኣርክብ – 2014

todayfebruari 12, 2024 9

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ሳዓብ ኣርክብ - 2024

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ሳዓብ ኣርክብ - 2024 ቢንያም ገ/እየሱስ

ሳዓቡ ኣርክቡ  

ሳዓቡ እርክቡ  

ሲዒበለኹ ኣነ ሳዓቡ ዳኣ 

 

ሳዓብ ኣርክብ 

ምስ መለይ 

ሽገይ ኣላይ 

ብርሃን ዓይነይየ 

መን ሕሽዎ 

ኣንጭዋ ምስ ሓለፈት 

ብኣነዶ ንስኻ

ሰይራታ ሞጎጎ 

ክንታሃላለኾ 

 

ተሰይራ ሞጎጎ 

ክንታሃላለኾ 

ዕድል ሂብናያ 

እንዳተፈሰሐትልና 

ሸናዕ ኢላ ሓለፈት 

ብሰንኪ ህልኽና 

እኳኢና ንኾስሮ ዘለና 

ንሰስኖ መፍቶ 

ጸላይና ኣይንኹንኖ 

 

ስምራ፡ 

ጉየ ኣርክቦ 

ኣሰሩ ሳዓቦ 

መለይዩ ቅረቦ 

ከብርሆዩ ባና 

ኪዶ ተላዘቦ 

 

 


ንጹላት ኮኻኽብቲኡኩባት ዜማታት

Rate it
0%