ንጹላት ኮኻኽብቲ

ሰሙናዊ መደብ – 2022

todayseptember 3, 2023 2

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ሰሙናዊ መደብ - 2022

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ሰሙናዊ መደብ - 2022 ቢንያም ገ/እየሱስ

ሰሙናዊ መደብ ገርካ ንቐጻሊ ሰሙን፤ ወርሒ፤ ዓመት እንዳ ሰራዕካ ሂወታዊ መስርሕ ክትግምግመሉ እቲ ዝበለጸዩ፤

ሰሙናዊ መደብ

ሰኑይ ሰስኖ…
ሰሉስ ረቡዕ
ሓሙስ ንኽትስልሶ፡
ዓርቢ ዓራርቦ
ቀዳም ቀራርሞ
ንሰምበቱ ከተዛዝሞ፡

ማዕልታዊ ሂወትካ ግቡኡ ስርሓሉ፡

ዕለተ ሂወትካ…
ጸቕጢ ጓሓሉ
ኣይትኽነሉ መክተሉ፡
በብእዋኑ ግዜ ስርዓሉ
ንሰንበቱ ከተዛዝመሉ፡

ሰኑይ ሰሉስ፡ ሰላስሎ፡
ረቡዕ ሓሙስ፡ ክትስልሶ፡
ዓርቢ ቀዳም፡ ክትቅርሞ፡
ንሰንበቱ ከተዛዝሞ፡
ብእዋኑ ግዜ ስርዓሉ፡
ሰሙናዊ መደብ ገምግመሉ፡

ግዜኻ’ዩ ትግዜ
ባጉምየ ባጉም
ከምዛ ዋዛ
ዋዛየ ዋዛ
ከያዲትያ ሓዛ
ሓዛየ ሓዛ
ማዓልታዊ ሂወትካ…

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%