ንጹላት ኮኻኽብቲ

ምድሪ ሓበሻ መንግስታ ዓሻ – 2004

todayseptember 3, 2023 11

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ምድሪ ሓበሻ መንግስታ ዓሻ - 2004

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ምድሪ ሓበሻ መንግስታ ዓሻ - 2004 ቢንያም ገ/እየሱስ

ሕጋውነት ዘይለበሰ ልዕሊ 30 ዓመት ዝመርሕ ዘሎ ስርዓት መንግስቲ ኤርትራ ኢልካ ክትሰሚዮ የሰክፍ’ዩ። ስርዓት ህግደፍ ናይ ዓያሹ መንግስቲ’ዩ፤ ብሓፈሽኡ ኣብ ምድሪ ሓበሻ መንግስታ ዓሻ ኢዩ።

ምድሪ ሓብደሻ መንግስታ ዓሻ

መንግስቲ ሃገር… ዝኸደ ስዲ…
ስርዓተ ሕጊ ከኽብር
ዘይሕሰብ ሕዛእቲ ገበል
ክውንና ዓዲ ዝበለካ ክትቅበል ንክቋጻጸር

ብኩዶ ዓዲ ተደኮነት
ደምካ ነቢዑ ብኣልቦ ምረት
ብርሃንካ ጸልሚቱስ ጥራይ ንኺድ
ተዓጺኻ ኩምራ ንኽትነድድ
ሰማዒዶ.. ሲኢንካ.. እዋይ ሲኢንካ
ኣነሲ ተዳሊየለኹ መገሻይ ሒዘ ሞዶሻይ

ኣብ ምድሪ ሓበሻ ህዝባ ዲዩ ዓሻ
ንስልጣን ኮሮሻ መሳፍንቲ ቀሸሻ
ሕጊ ረጊጾም መናሃሪያ ውርሻ
ቖራራብሻ ተጎዛዘ ኮይኑ ሕፍሽፍሻ
መሰል ዘይርከቦም ሕጎም ጣሻ
ምድሪ ሓብደሻ መንግስታ ዓሻ
ዓሻ ብዓሻኣ ስልጣኖም መሽሚሻ

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%