ንጹላት ኮኻኽብቲ

ምሽክናይ ህዝቢ – 2019

todayseptember 3, 2023 12

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ምሽክናይ ህዝቢ - 2019

    ቢንያም ገ/እየሱስ [BiGe]

    • cover play_arrow

      ምሽክናይ ህዝቢ - 2019 ቢንያም ገ/እየሱስ

ምሽክናይ ህዝቢ

ብምሊዮናት ኣህዛባት ከለና
ብሰንኪ ጠላማት ከሲሩ ህዝብና

ብላሽ የሕሲሮሞ ነዚ ሓላል ህዝብና…

ጸብጺብካ ዘይውዳእ ክስራን…
ከሲርና ሰፍ ዘይብል ክስራን…
ብሰንኪ ውልቀ መላኺ…
ኤርትራዊ ሒዙ ስልጣነ ምልኪ…
ንዘመናት ሰባት ዳጽነተ ኢነብር ያሓንን…
ኢምርዝ ባህልን ሃይማኖትን ሃገርን ህዝብን…

ከይስድር መጻኢ ዕድሉ ዝተኾልፈ …
ተባዚሑ ከይስስን… ከይዕምብብ…
ጎደና ምዕባለ… ከየስተማቕር…
ጹሩይ ማይ ከይሰቲ ዝተኸልከለ…

ይጻወት ግዜ ኣባኺኑ ኣብ ዘድለዮ ይዳሎ…
ህዝቢ ክሳቐ ክጭነቅ ደስደ’ዩ ዝብሎ…

ዘራጊቶ ዓንድረቦ
ዘራጊቶ ዕድሉ ዛሃቦ…

ከይስድር መጻኢ ዕድሉ ዝተኾልፈ …
ተባዚሑ ከይስስን… ከይዕምብብ…
ጎደና ምዕባለ… ከየስተማቕር…
ጹሩይ ማይ ከይስተ ዝተኸልከለ…

ምሽክናይ ህዝቢ ክበሊ ብላሽ ከደ…
ኣላይ ሲኢኑ ክባታተን ዝተፈርደ…
ደቀዮም ዝብሎም ዝኣልዮ ዝሳኣነ ሓደ…

ዕድለኛ’ዩ ውልቀ መላኺ……
ኤርትራዊያን ሒዙ እንታይከይከውን…
ተዘይከውን ነይሩ ኣይምተዓወተን…

ምሽክናይ ህዝቢ ብላሽ ክበሊ…
መሪሒ ሲኢኑ ኣላይ ዝኣሊ…

ዘራጊቶ ዓንድረቦ
ኤርትራዊ ሒዙ እንታይከይከውን
ዘራጊቶ ዕድሉ ዘሃቦ…


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%