ንጹላት ኮኻኽብቲ

ምሕሳብ ሸጊርዎ ኣፍንጫ ዲዩ ገጂፍዎ – 2024

todayfebruari 23, 2024 8

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ምሕሳብ ሸጊርዎ ኣፍንጫ ዲዩ ገጂፍዎ - 2024

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ምሕሳብ ሸጊርዎ ኣፍንጫ ዲዩ ገጂፍዎ - 2024 ቢንያም ገ/እየሱስ

ምሕሳብ ሸጊርዎ 

ኣፍንጫ ዲዩ ገጂፍዎ

 

ኣመለኛ ተዛራቢ  

ዘረባ ሃልኪ  

ካብኡ ናብኡ

ኪንዩ ኣፍንጭኡ 

ክሓስብ ዘይክእል    

ገጂፍዎ ዲዩ 

ከይሪኢ ኸወልዎ  

 

ስድሪፍንጭኡ 

ንዘይከይድ 

ጅግናበሳ 

ንኽመስል  

ይዋራዘ 

ርሕቐት ሚዛኑ 

ነዊሕ ከይከደ 

ኣብ ሓጺር ግዜ

ግምቱ ይጉዘ

 

ስምራ፡ 

ርሕቐት ኣፍንጭኡ 

ዲዩ ሪሒቕዎ 

ምእማት ሲኢንዎ  

 

ንሓጺር ግዜ ክዋራዘ 

ኣብ ነዊሕ ግዜ ይጉዘ 

 

ምሕሳብ ሸጊርዎ 

ኣጸጋሚ ኮይንዎ

ኣፍንጫ ዲዩ ገጂፍዎ 

 

 


ንጹላት ኮኻኽብቲኡኩባት ዜማታት

Rate it
0%