ንጹላት ኮኻኽብቲ

መንግስታት ዓለም – 2004

todayseptember 3, 2023

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    መንግስታት ዓለም - 2004

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      መንግስታት ዓለም - 2004 ቢንያም ገ/እየሱስ

መንግስታት ዓለም ሪኦም ከምዘይ ራኣዩ ኢዮም እዝኖም ዘጽምሙ፤ ከምዘይ ራኣዩ ኻኣ ይግረሙ።

መንግስታት ዓለም

መንግስታት ዓለም ሓደ’ዩ ገጾም
ነንሕዶም የሊፎም ዘይህቡ ንገበናቶም

ንዝበደሉ… ስጉምቲ ዘይወስዱ…
ብዘረባ ጥራይ… ምኽንያታት ኢፈጥሩ…
ውልቀ መለኽቲ ነዚኣ ፈሊጦምዮም
ተኣማሚኖም…
ድሕር ዘይብሉ ተግባሮም ኣሚኖም ክፍጽሙ ኣመሎም…
ናይ ሰብ ርህራሀ ዘይብሎም ኣይግዶም ደምዩ ዝዓውዶም…
ንኽፍጽሙ ናይ ሰብ ርህራሀ ፍጹም ዘይብሎም…
እገዳ በሎ ሳክሹን ውንበሎ ከምዘይትንክፎም…
ስለ ዝፈልጡ…
ስለ ዝፈልጡ ናይ ዓለም ኮንቱ ብላሽ ምዃኑ…

ስምራ፡

ውልቀ መለኽቲ ጀኑሳይድ እንዳፈጸሙ
መንግስታት ዓለም እዝኖም የጽምሙ
ሪኦምስ ከምዘይ ራኣዩ ከኣ ይግረሙ
መሓዛ ሰባር ነቃዕ ብቀደሙ

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%