ንጹላት ኮኻኽብቲ

ሕመረት ናይ ኣንነት – 2019

todayseptember 3, 2023 4

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ሕመረት ናይ ኣንነት - 2019

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ሕመረት ናይ ኣንነት - 2019 ቢንያም ገ/እየሱስ

ሕመረት ናይ ኣንነት

ሕመረት ናይ ኣንነት …
ሱርመሰረት’ዩ ዓለታውነት፡፡፡

ሰብ ተፈጢሩ ፈጣሪ ዝሃቦ
ቂሐጽልሚ ዝተዎቆቦ
ይኽፋእ ኢጸብቕ ዝተዓደለ
ሰብ’ዩ ከማኻ ማዕረ ዝልለ
ንቡር’ዩ ውሰዶ፡፡፡ ፍጡር’ዩ ወዲኣዳም፡፡፡
ጽባቐ ኣይትርኤ ልብኻ ዳኣ ኣቐድም፡፡፡

ደርፊ፡

ጸሊም ከደራይ ኣፍሪቃዊ
ተፈታዊ ሕብሪዩ ነባሪ
መልከዕኛየ ቀይሕ ሕብሪ
ነብስኻ ምትላል’ዩ መዕሸዊ
ኣሎ ዝገደደ፡፡፡ ሕማም ወዲዓዲ፡፡፡
ቅድሚ ሃገራውነት የቀድሙ ኣንነት

ስምራ፡

ንዮው ዳኣ በሎ፡፡፡
ሕመረት ናይ ኣንነት፡፡፡
መሰረት’ዩ ዓለትነት፡፡፡
ሓድነትካ ከይተረፈ፡፡፡
ኢዝርገልካ’ዩ ዘሎ፡፡፡
የራሓሕቕ ዘሎ፡፡፡
ሳዓሮ’ቲ ኣንነት፡፡፡

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%