ንጹላት ኮኻኽብቲ

ህዝባ ረሚሶማ – 2002

todayseptember 3, 2023 2

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ህዝባ ረሚሶማ - 2002

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ህዝባ ረሚሶማ - 2002 ቢንያም ገ/እየሱስ

ካብ ፈለማ 1991 ዓ.ም. ኤርትራ ሓራ ኣብ ዝወጸትሉ ምብትታን ስድራ-ቤት ዝፈለምዎ ውጺቱ ሕብረተሰብ ኤርትራ ን ህዝባ ረሚሶማ፡

ህዝባ ረሚሶማ

ቶኾሚሩ ኹምሮ ጸበባ
ተወዲኡዋ እንጀራ መሶባ
ኩድም ኢላ ሲኢና ዘላዝባ
ሓዚና ርድኣታ ዝህባ

ሰብዲዩ ተሳኢኑ…
ኩሉሓደ ኾይኑ…
መጻኢኡ ደኲኑ…

ዘረባ ዒባ ለዊጡ
ኩምራ ጸበባ ፈጢሩ
ነንሕዱ ክናጎጽ
ዕድል ሂብዎ ንረመጽ
ልቢ ህዝቡ ረሚሱ
ንጻላኢኡ ኣንጊሱ

እዋይ ሃገረይ
ከይሓለፈላየ…
ህዝባ ረሚሶማ…

ህዝባ ረሚሶማ
ሓሞታ ኣፍሲሳ
ሂወት ከይትመልስ
ከይትኹስኩስ ነብሳ
ሲኢናቶ ፈውሳ
ንምድሓና ከርሳ
ነባሪኻ ፈልሳ
ኣድሕና’ዶ ኣንበሳ

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%