ንጹላት ኮኻኽብቲ

ህዝቢ ኤርትራ ይዋኣኻ – 2004

todayseptember 3, 2023 9

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ህዝቢ ኤርትራ ይዋኣኻ - 2004

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ህዝቢ ኤርትራ ይዋኣኻ - 2004 ቢንያም ገ/እየሱስ

ጸገም ህዝቢ ኤርትራ ሒዝዎ ዘሎ መፍቲሒኡ ክፈትሖ ከምዘይ ክእል፤ ወገናዊ ባህሪያት ስለ ዘለዎ’ዩ። ካብ ሃገራዊ ስምዕት ከቐድም፤ ወገናዊ ስምዕት ከቐድም ስምዕታቱ ይሰልጦ፤ ስለዚ ኸኣ’ዮም ፖለቲካውያን ባህርያት ህዝቢ ኤርትራ ተጠቒሞም ንረብሓኦም ዝምዝምዝዎ ጥራሕ ዘይኮነስ ንባዕሎም ብዘይ እዚ ባህሪያት’ዚ ኣይሰርሑን እዮም። ህዝቢ ኤርትራ ይዋኣኻ

ህዝቢ ኤርትራ ይዋኣኻ  

መሰረት ጠንቂ ሽግርካ 

ዘይምፍላጥካ ዲዩ 

ተቐሊጡ ዝባንካ 

ህዝቢ ኤርትራ ይዋኣኻ 

ሃገራዊ ስሚዒትካየ 

ካብ ማዕሙቕ ልብኻ  

ዘይምህላውካ

ንሱዩ እቲ ሽግርካ 

ኣለዉ ቁስልኻ ዝሓኩ  

ከይትፍወስ ዝርህጹ ዝውዕሉ 

የእቲዮምኻ ናብ ጸልማት ብሰንኪ ዞም’ወገናት 

 

ድንግርግር ፖለቲካ 

ይሕየኽ ከም ማስቲካ 

ንምድንጋር ይእለም ይስራሕ ተዋጊዱ ፋብሪካ 

ትካል መንግስትኻውን 

ነዚ ሜላ’ዚ ይጥቀሞ 

ብስዉር ይሰርሓሉ

በላበሎው… ንኽትብለሉ… 

መእሰሪ ንኸይትረኽበሉ  

ሽግርካ ከይዕረ ክትጣናገግ’ገሉ 

 

ስምራ፡ ብምሉኡ ደርፊ

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%