ንጹላት ኮኻኽብቲ

ሃገር ኣላትና ውልቀ-ሰብ’ዩ ዝውንና – 2023

todayseptember 3, 2023

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ሃገር ኣላትና ውልቀ-ሰብ'ዩ ዝውንና - 2023

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ሃገር ኣላትና ውልቀ-ሰብ'ዩ ዝውንና - 2023 ቢንያም ገ/እየሱስ

ክሳብ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብሂወቱ ኣብ ኤርትራ ክሳብ ዘሎ፤ ሃገር ኣላትና ኢሉ ሰብ ዝሓስብ እንተሎ፤ እንድዕይ? ኤርትራ ሃገርና ኢሰያስ ዝውንና እምበር ንኻልእ ኤርትራዊ ዘጋ ስለ ዘይትምልከቶ፤ ሃገር ኣላትና ውልቀ-ሰብ’ዩ ዝውንና

ሃገር ኣላትና ውልቀ ሰብ ዝውንና

ሃገር ኣላትና
ውልቀ ሰብ ዝውንና…
ኑቡር ንምንባራ
ዘይብላ ሂወት ዕላማ…
ኤርትራያ ሽማ
ሃገርያ ንፎርማ…

ናይ ሰብ ርህራሄ
ክንዲ ቅንጣብ ዘይብሉ…
ዓገብ ዝብሎ ዘይብሉ
ዘራጊቶ ዝዕንድረሉ…
ብዘይ ቅዋም ባይቶ ሃገር
ሕዛእቲ ኮይኑ ለምሊምሉ
ኤርትራዊ ከምዘይ ኮነ ኳዩ
ልቡ ጠፍጢፉ ዝነገረ

ምስ ሓራዲዩ
ዝፈቱ ረኺቡ ህዝቢ…
ሞፍቶይ በለ ዝብኢ
ድልየታቱ ንኽዓቢ…
ምስ ደም ሰብ ካል ኪዳን
ዝኣሰርሉ ንኽንደሚ
ሓደ ካብቲ ሓደ
ዘይሓይሽ ልቢ ዓሻ ኩሉሓደ

ኤርትራዊ ከምዘይ ኮነ ኳዩ
ልቡ ጠፍጢፉ ዝነገረ
ሓደ ካብቲ ሓደ
ዘይሓይሽ ልቢ ዓሻ ኩሉሓደ

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%