ንጹላት ኮኻኽብቲ

ሃገር ማለት እንታይ ማለትዩ ግዲ – 2004

todayseptember 3, 2023

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ሃገር ማለት እንታይ ማለትዩ ግዲ - 2004

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ሃገር ማለት እንታይ ማለትዩ ግዲ - 2004 ቢንያም ገ/እየሱስ

ሃገር ማለት እንታይ ማለትዩ ግዲ፤ ነቲ ስርዓት ስለ ዝኣመንካሉስ እታ ሃገር ንዓኻን ከምዚ ኸማኻን ባርነታዊ ተቐቢሎም ተማእዚዞም ክዕንድሩ ስለ ዝኸዱስ ሃገራዊየ የምስለካ ዲዩ።

ሃገር ማለት እንታይዲዩ ግዲ

ሃገር ማለት እንታይዲዩ ግዲ
ንዝዕንዱሩላ ጥራይ ዲዩ ማኣዲ

ሓቀይዶ ዓርከኒ ዋላስ ከመይ ትብለኒ
ኩሉ ሲጊንጢሩ ነገሩ ማይ ዓቐብ ኮይኑኒ
ህዝቢ ዝሓቖፈት ፉጡር ኣዳም መሬት
ወዲ ሰብ ዝነብረላ ተፋቒሩ ብስኒት…
ክብሪ ህዝቢዩ ወሳኒ መሰሉ ከይድፈር ተዳኒዩ ክነብር
ህዝባዩ ክብረታ ልዕሊ ሉኡላውነት ሃገር ማለት

ስምራ፡

ሃገር ማለት እንታይዲዩ ግዲ
ንዝዕንዱሩላ ጥራይ ዲዩ ማኣዲ
ኣበይ ኣሎ መሰል ሰብኣውነት

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%