ንጹላት ኮኻኽብቲ

ሃገርና ኤርትራ – 2004

todayseptember 3, 2023

Background
share close
  • Chart track

    1

    0

    ሃገርና ኤርትራ - 2004

    ቢንያም ገ/እየሱስ

    • cover play_arrow

      ሃገርና ኤርትራ - 2004 ቢንያም ገ/እየሱስ

ሃገርና ኤሪትራ

ሃገርና ኤሪትራ ናይ ኩሉ
ኤሪትራዊ ዜጋ ማዕረያ ትብጾሖ

ነቲ ሓደ ኣይትቐርቦ…
ነቲ ሓደ ኣይትርሕቖ…
ኣስላማይ ክርስቲያናይ…
ሓቢሩ ዝነብረላ ሃገር…
ደመኛ ኤሪትራዊ ግህደፍ ተኽሊ ቦቑሉ
ሓድነትና ክዝርግ ብጊሓቱ’ዩ ኣንቂሉ…

ሃገርና ኤሪትራ ናይ ኩሉ
ኤሪትራዊ ዜጋ ማዕረያ ትብጾሖ

ኤሪትራዊ ዜጋ…
ዕሸል’ዩ ብሕጻኑ…
ኣምዕቱ ከይቆጸረ…
ብሸዊቱ’ዩ ከይተረረ…
መዋዕልቲ እንስሳ ምስ ዕንቅርቢት ተመን
የሕልፎ’ሎ ከርተት ንመፋረቕ ዘመን…

ኤሪትራ ወይዛ ኩሑሎ
ማዕረ ንኹሉያ ትብጾሖ
ብዘይ ኣፋላላይ ንኹሉ
ንኤርትራዊ ዜጋ ንኹሉ
ኤሪትራ ኣደ ኹልና
ሓላይት ዜሃታታ ሃገርና

 


ንጹላት ኮኻኽብቲ

Rate it
0%